ማኪና ብትግርኛ ትምህርቲ ክልሰ-ሓሳብ ምዝወር
ብትግርኛ ክልሓሳብ ትምህርቲ ምዝዋር መኪና ምስ ድምጽታትን ቪድዮታትን ዝተሰናደአ ትሕስቶ ዘለዎ ኮይኑ ብተወሳኪ ልዕሊ 1200 ሕቶታትን ግድላትን መልስን ምስ ምሉእ መብርሂታቱ ዝተዳልወ ኢዩ። ናይዚ ብሉጽ ትሕስቶ ትምህርቲ ምዝዋር መኪና ተጠቀምቲ ምካንኩም ካብ ልቢ ነመስግን።