...
Sale!

ኢንተንሲቭ ፓኬጅ ወርቃዊ

Original price was: $2,155.00.Current price is: $1,815.00.

20körlektion, 50min

ወርቃዊ ፓኬጅ – ውጽኢታዊ መንገዲ ናብ መዘወሪ ፍቓድ መኪና (Effektiv väg)

እዚ ብቲዮሪን በተግባርን (ምዝዋር) ብቑልጡፍን ብውጽኢታውን መንገዲ መዘወሪ ፍቓድ ንምውጻእ ንዝደሊ ሰብ ዝተዳለወ ምሉእ ፓኬጅ እዩ።

እቲ ፓኬጅ ዘጠቓልሎም፦

✅ 20 ናይ ምዝዋር ትምህርትታት (Körlektioner): ነፍሲ ወከፍ ትምህርቲ 50 ደቒቕ ዝንውሓቱ።
✅ ሪስኬታን (Riskettan): ግዴታዊ ናይ ቲዮሪ ትምህርቲ ስግኣት (ክፋል 1)።
✅ ሃልክባና (Halkbana): ግዴታዊ ናይ ተግባር ትምህርቲ ኣብ በረድ ምዝዋር (ክፋል 2)።
✅ ዲጂታላዊ ቲዮሪ (Digital Teori): ን-6 ኣዋርሕ ብኢንተርነት ዝውሃብ ትምህርቲ።
✅ ብሕታዊ መደብ (Individuell planering): ምስ መምህር ምዝዋር ተመካኺርካ ዝስራዕ ናይ ትምህርቲ መደብ።
✅ ን-12 ኣዋርሕ ዘገልግል፦ እቲ ዝገዛእካዮ ፓኬጅ ካብ ዝተገዝኣሉ ዕለት ጀሚሩ ንሓደ ዓመት ይሰርሕ።

ድልዱል መሰረት ክትሰርሕን ንፈተና ቲዮሪን (Teoriprov) ምዝዋርን (Uppkörning) ብዝበለጸ ተዳልዩ ክትቀርብን ንእትደሊ ሰብ ፍጹም ምርጫ እዩ።

Category:

መምርሒን ስርዓትን  ምስራዝ (Avbokningspolicy)

ከፍሊት ንኸይክፈሉኻ፡ ኣብ እዋኑ ክትሰርዙ (avboka) ኣለኩም።

✅ ናይ ምዝዋር ትምህርቲ (Körlektion): እቲ ትምህርቲ ካብ ዝውሃበሉ መዓልቲ ቅድሚኡ ዘሎ መዓልቲ፡ ቅድሚ ሰዓት 13:00 (1:00 ድሕሪ ቀትሪ) ክስረዝ ኣለዎ።
✅ ናይ ቲዮሪ ትምህርቲ (ኣብ ቤት ትምህርቲ): እቲ ትምህርቲ ቅድሚ ምጅማሩ እንተወሓደ 24 ሰዓታት ኣቐዲምካ ክስረዝ ኣለዎ።
✅ ሪስክ 1ን 2ን (Riskutbildning) ከምኡ’ውን ናይ ሓጋዚ መምህር ትምህርቲ (Handledarkurs): እቲ ትምህርቲ ቅድሚ ምጅማሩ እንተወሓደ 36 ሰዓታት ኣቐዲምካ ክስረዝ ኣለዎ።

🔴 ደንጊካ ምስራዝ ወይ ከይመጻእካ ምትራፍ፡ ምሉእ ናይቲ ትምህርቲ ክፍሊት የኽፍል እዩ።
🔴 ዲጂታላዊ (ኢንተርነት) ናይ ቲዮሪ ትምህርቲ፦ ሓንሳብ ምስ ተመዝገብካዮ (ምስ ሓዝካዮ) ክስረዝ ኣይክእልን እዩ።
🔴 ናይ ገንዘብ ምላሽ (Refund): ተቀባልነት ዝረኸበ ናይ ገንዘብ ምላሽ ኣብ ውሽጢ 14 ናይ ስራሕ መዓልታት ይፍጸም።
ኣድራሻን ርክብን፦
📍 ኣድራሻ: Centralvägen 5, 19476 Upplands Väsby, Stockholm
📞 ተሌፎን: 0700970483
📧 ኢመይል: info@makina.se

Scroll to Top
Seraphinite AcceleratorOptimized by Seraphinite Accelerator
Turns on site high speed to be attractive for people and search engines.