A1a ኣብ ቅድሜካ ሓደገኛ ኩርባ ኣብ ጸጋም ኣሎ ተጠንቀቕ
A1a ኣብ ቅድሜካ ሓደገኛ ኩርባ ኣብ የማን ኣሎ ተጠንቀቕ
A2a ሓደገኛታት ኩርባታት ቀዳማይ ንጸጋም ዕጻፍ ኣሎ ተጠንቀቕ
A2a ሓደገኛታት ኩርባታት ቀዳማይ የማን ዝዕጻፍ ኣሎ ተጠንቀቕ
A3 ቁልቁለት ኣሎ ተጠንቐ
A4 ዓቐበት ኣሎ ተጠንቀቕ
A5a ብኽልተ ወገን ዝጸብብ መንገዲ ኣሎ ተጠንቀቕ
A6 ዝኽፈትን ዝዕጾን ድልድል ኣሎ ተጠንቀቕ
A5b ብየማን ወገን ዝጸብብ መንገዲ ኣሎ ተጠንቀቕ
A5c ብጸጋም ወገን ዝጸብብ መንገዲ ኣሎ ተጠንቀቕ
A7 ገምገም ሩባ ወይ ገምገም ባሕሪ ኣሎ ተጠንቀቕ
A8 ዘይጥጡሕ መንገዲ ኣሎ ተጠንቀቕ
A9 መነከይ ፍጥነት መንጋድ መንገዲ ኣሎ ተጠንቀቕ
A9b መነከይ ናህሪ ጠላቕ መንገዲ ኣሎ ተጠንቀቕ
A10 ሸታሕታሕ ዘብል መንገዲ ኣሎ ተጠንቀቕ
A11 ዝነጥር ኮረትን ጸጸርን ኣሎ ተጠንቀቕ
A12a መደረጋሕ ብየማን ኣሎ ተጠንቀቅ
A12b መደረጋሕ ብጸጋም ኣሎ ተጠንቀቅ
A13 መሳገሪ ኣጋር ኣሎ ተጠቀቕ
A14 ኣጋር ክህልዉ ይኽእሉዮም ተጠንቀቕ
A15 ቆልዑ ክህልዉ ይኽእሉዮም ተጠንቀቕ
A16 ሰብ ብሽክለታን ሞተር ብሽክለታን ክህልዋ ይኽእላየን ተጠንቀቕ
A17 ሸታሕታሕ ዝብሉ ክህልዉ ይኽእሉዮም ተጠንቀቕ
A18 ፈረስ ዝተወጥሑ ዘጋልቡ ክህልዉ ይኽእሉዮም ተጠንቀቕ
A19 እንስሳ በረካ ክህልዉ ይኽእሉዮም ተጠንቀቕ
A19b ጠለቤዱ ክህልዋ ይክእላ ኢየን እሞ ተጠንቀቕ
A19c ሸዉዓተ ቀርኑ እንስሳ ክህልዉ ይኽእሉ ኢዮም እሞ ተጠንቀቕ
A19d ኣፍራስ ክህልዉ ይኽእሉ ኢዮም እሞ ተጠንቀቅ
A19e ከብቲ ክህልዉ ይኽእሉ ኢዮም እሞ ተጠንቀቕ
A19f ሓሰማ በረኻ ክህልዋ ይኽእሉ ኢዮም እሞ ተጠንቀቕ
A19g ኣባጊዕ ክህልዋ ይኽእላ ኢየን እሞ ተጠንቀቕ
እዞም ቀዳምነት ዝሕብሩ ምልክታት ትራፊክ፣ ደዉ ክትብል ወይ ቀዳምነት ክትህብ ዘገድዱ ምልክታት እዮም።
ክትገብሮ ዘይግባእ ዝሕብሩ ምልክታት እዮም። ከቢብ ዝቅርጾም፣ ብጫ ዝምድሮም ቀይሕ ዝመኽፈፊኦም ኮይኖም ምስሊ መልእኽቶም ብጸሊም ይስኣል። ካብ ሓደ ኩርናዕ ክሳዕ እቲ ቀጺሉ ዝርከብ ካልእ ኩርናዕ ድማ የገልግሉ።