እቲ ዘለኻዮ ጽርግያ እንታይ ዝዓይነቱ ከም ዝኮነን እንታይ ክትገብር ከም ዝግብኣካን ዝሕብሩ ምልክታት እዮም።
E1 ቐዳማይ ደረጃ ጽርግያ
E2 ቐዳማይ ደረጃ ጽርግያ ኣብቂዑ
E3 ካልኣይ ደረጃ ጽርግያ
E4 ካልኣይ ደረጃ ጽርግያ ኣብቂዑ
E5 ጻዕቂ ኣባይቲ ዝርከቦ ከባቢ
E6 ጻዕቂ ኣባይቲ ዝርከቦ ከባቢ ኣብቂዑ
E7 ጎደና ኣጋር ኣብዚ ጎደና እዚ ተሽከርከርቲ ኣዝዩ ትሑት ፍጥነት ዳርጋ ከም ናይ ሰብ ፍጥነት ኽዝዉራ ይግደዳ
E8 ጎደና ኣጋር
E9 ተሽከርከርቲ ብናይ ኣጋር ፍጥነት ዝኸዳሉ ከባቢ
E10 ተሽከርከርቲ ብናይ ኣጋር ፍጥነት ዝኸዳሉ ከባቢ ኣብቂዑ
E11 ለበዋ ትሑት ፍጥነት
E12 ለበዋ ትሑት ፍጥነት ኣብቂዑ
E13 ለበዋ ዝለዓለ ፍጥነት (ልዕሊ እዚ ምንሃር ኣይምረጽን)
E14 ለበዋ ዝለዓለ ፍጥነት ኣብቂዑ
E15 ክልተ ጸኒሑ ናብ ሓደ ዝጥቅለል መንገዲ
E16 ንጽል ዝኣንፈቱ መንገዲ (ኣንጻርካ ዝመጽእ ዘይብሉ መንገዲ)
E17 ንቅድሚት ዘይቅጽል መንገዲ
E18 መራኸቢ መንገዲ
E19 ምዕሸጊ ቦታ
E20 ምዕሸግ ዝክልክል ቦታ
E25 ዝኸፍሎ ጽርግያ
E22 ደዉ መበሊ ኣዉቶብስ (ፌርማታ)
E23 ታክሲ
E24 ቅጽበታዊ ሓለዋ ትራፊክ
E26 መትረብ ትሕቲ ቢንቶ
E27 ናይ ህጹጽ እዋን ደዉ መበሊ
E29 ሓባሪ መምለጢ መንገዲ