...

ውሑስን ቅልጡፍን ናብ ፍቃድ መዘወሪ መኪና ካብዚ መኪና ተራፊክስ ስኮላ ይጅምር!

riskutbildning-del-1-riskettan
SALE
-17%

ትምህርቲ ስግኣት - ክፋል 1 (Riskettan)

ትምህርቲ ሪስኬታን (Riskettan) ንኹሉ መዘወሪ ፍቓድ መኪና (B-körkort) ከውጽእ ዝደሊ ሰብ ግዴታዊ ዝኾነ ትምህርቲ እዩ። እዚ ትምህርቲ እዚ ኣብ ጽርግያ ዘጋጥሙ ሓደጋታትን ስግኣታትን ንምርዳእ፡ ከምኡ’ውን እዞም ነገራት ኣብቲ…
Original price was: kr450.00.Current price is: kr375.00.
Read More
intensivpaket-platinum
SALE
-9%

ኢንተንሲቭ ፓኬጅ ፕላቲነም

መግለጺ – ዝለዓለ ምድላው ንመዘወሪ ፍቓድ መኪና (Maximal Förberedelse) እዚ ንምሉእን ጽዑቕን ትምህርቲ ምዝዋር መኪና፡ ብቲዮሪን በተግባርን (ምዝዋር) ክመሃር ንዝደሊ ሰብ ዝተዳለወ ዝሰፍሐ ፓኬጅ እዩ።…
Original price was: kr27,900.00.Current price is: kr25,450.00.
Read More
intensivpaket-guld
SALE
-7%

ኢንተንሲቭ ፓኬጅ ወርቃዊ

ወርቃዊ ፓኬጅ - ውጽኢታዊ መንገዲ ናብ መዘወሪ ፍቓድ መኪና (Effektiv väg) እዚ ብቲዮሪን በተግባርን (ምዝዋር) ብቑልጡፍን ብውጽኢታውን መንገዲ መዘወሪ ፍቓድ ንምውጻእ ንዝደሊ ሰብ ዝተዳለወ ምሉእ…
Original price was: kr19,890.00.Current price is: kr18,450.00.
Read More
intensivpaket-silver
SALE
-11%

ኢንተንሲቭ ፓኬጅ ናሓስ

ማኪና ናይ ትራፊክ ቤት ትምህርቲ – ቆልጡፍ መንገዲ ናብ መዘወሪ ፍቓድ መኪና እዚ ብቲዮሪን በተግባርን (ምዝዋር) ብውጽኢታዊ መንገዲ መዘወሪ ፍቓድ ንምውጻእ ንዝደሊ ሰብ ዝተዳለወ ምሉእ…
Original price was: kr11,750.00.Current price is: kr10,450.00.
Read More
korpaket-b10
SALE
-15%

ማእከላይ መዘወሪ ፓኬጅ(Körpaket B10)

ንመዘወሪ ፍቓድ መኪና ድልዱል መጀመርታ መባእታዊ ፓኬጅ (Körpaket Bas) ንትምህርቲ መዘወሪ ፍቓድ መኪና ውሑስን ድልዱልን መሰረት ይፈጥረልካ። እዚ ፓኬጅ እዚ 10 ናይ ምዝዋር ትምህርትታትን ከምኡ’ውን ከከም…
Original price was: kr8,576.00.Current price is: kr7,289.00.
Read More
korpaket-b5
SALE
-15%

ናይ ምዝዋር ፓኬጅ B5(Körpaket B5

ንመዘወሪ ፍቓድ መኪና ድልዱል መጀመርታ መባእታዊ ፓኬጅ (Körpaket Bas) ንትምህርቲ መዘወሪ ፍቓድ መኪና ውሑስን ድልዱልን መሰረት ይፈጥረልካ። እዚ ፓኬጅ እዚ 5 ናይ ምዝዋር ትምህርትታትን ከምኡ’ውን ከከም…
Original price was: kr4,274.00.Current price is: kr3,634.00.
Read More
korkortsgaranti
SALE
-6%

ውሑስን ጋራንቲ(körkorts garanti)

ማኪና ናይ ትራፊክ ቤት ትምህርቲ – ርጡብ ዋጋ 30,000 ክሮኖር ክሳብ እቲ ናይ ምዝዋር ፈተና (ሊቸንሳ) እትሓልፍ ዝውር! ብሕታዊ ናይ ትምህርቲ መደብ፡ ምኩራት መምህራን ትራፊክን ኣብ…
Original price was: kr32,000.00.Current price is: kr29,950.00.
Read More
enskild-korlektion
SALE
-15%

ሓንቲ ናይ ምዝዋር ትምህርቲ (Enskild Körlektion

ንዓኻ ዝተመጣጠነ ልምምድ ብመሰረት ደረጃ ፍልጠትካን ሸቶኻን ዝተዳለወ ብሕታዊ ናይ ምዝዋር ትምህርቲ ብምውሳድ፡ ናይ ምዝዋር ክእለትካ ኣማዕብል። እቶም ምኩራት መምህራን ትራፊክና፡ ኣብ ርእስኻ ተኣማንነት ክትሓድርን…
Original price was: kr895.00.Current price is: kr761.00.
Read More
testlektion
SALE
-17%

ናይ ምዝዋር ነፍሰ ግምገማ(Testlektion)

ቀዳማይ ስጉምቲ ናብ መዘወሪ ፍቓድ መኪና ናይ ፈተና ትምህርቲ (Testlektion) መባእታዊ ትምህርቲ ኮይኑ፡ ሕጂ ዘለኻ ናይ ምዝዋር ደረጃ ንምፍላጥን መዘወሪ ፍቓድ ንምውጻእ እንታይ ከምዘድልየካ ንጹር ስእሊ…
Original price was: kr595.00.Current price is: kr495.00.
Read More

ማኪና ትዮሪ

ማኪና ብትግርኛ ትምህርቲ ክልሰ-ሓሳብ ምዝወር ብትግርኛ ክልሓሳብ ትምህርቲ ምዝዋር መኪና ምስ ድምጽታትን ቪድዮታትን ዝተሰናደአ ትሕስቶ ዘለዎ ኮይኑ ብተወሳኪ ልዕሊ 1200 ሕቶታትን ግድላትን  መልስን ምስ ምሉእ…
kr99.00
Read More
Scroll to Top
Seraphinite AcceleratorOptimized by Seraphinite Accelerator
Turns on site high speed to be attractive for people and search engines.