ማኪና ትዮሪ

kr99.00

6months

ማኪና ብትግርኛ ትምህርቲ ክልሰ-ሓሳብ ምዝወር

ብትግርኛ ክልሓሳብ ትምህርቲ ምዝዋር መኪና ምስ ድምጽታትን ቪድዮታትን ዝተሰናደአ ትሕስቶ ዘለዎ ኮይኑ ብተወሳኪ ልዕሊ 1200 ሕቶታትን ግድላትን  መልስን ምስ ምሉእ መብርሂታቱ  ዝተዳልወ ኢዩ። ናይዚ ብሉጽ ትሕስቶ ትምህርቲ ምዝዋር መኪና ተጠቀምቲ ምካንኩም ካብ ልቢ ነመስግን።

Category:

 


መምርሒን ስርዓትን  ምስራዝ (Avbokningspolicy)

ከፍሊት ንኸይክፈሉኻ፡ ኣብ እዋኑ ክትሰርዙ (avboka) ኣለኩም።

✅ ናይ ምዝዋር ትምህርቲ (Körlektion): እቲ ትምህርቲ ካብ ዝውሃበሉ መዓልቲ ቅድሚኡ ዘሎ መዓልቲ፡ ቅድሚ ሰዓት 13:00 (1:00 ድሕሪ ቀትሪ) ክስረዝ ኣለዎ።
✅ ናይ ቲዮሪ ትምህርቲ (ኣብ ቤት ትምህርቲ): እቲ ትምህርቲ ቅድሚ ምጅማሩ እንተወሓደ 24 ሰዓታት ኣቐዲምካ ክስረዝ ኣለዎ።
✅ ሪስክ 1ን 2ን (Riskutbildning) ከምኡ’ውን ናይ ሓጋዚ መምህር ትምህርቲ (Handledarkurs): እቲ ትምህርቲ ቅድሚ ምጅማሩ እንተወሓደ 36 ሰዓታት ኣቐዲምካ ክስረዝ ኣለዎ።

🔴 ደንጊካ ምስራዝ ወይ ከይመጻእካ ምትራፍ፡ ምሉእ ናይቲ ትምህርቲ ክፍሊት የኽፍል እዩ።
🔴 ዲጂታላዊ (ኢንተርነት) ናይ ቲዮሪ ትምህርቲ፦ ሓንሳብ ምስ ተመዝገብካዮ (ምስ ሓዝካዮ) ክስረዝ ኣይክእልን እዩ።
🔴 ናይ ገንዘብ ምላሽ (Refund): ተቀባልነት ዝረኸበ ናይ ገንዘብ ምላሽ ኣብ ውሽጢ 14 ናይ ስራሕ መዓልታት ይፍጸም።


ኣድራሻን ርክብን፦
📍 ኣድራሻ: Centralvägen 5, 19476 Upplands Väsby, Stockholm
📞 ተሌፎን: 0700970483
📧 ኢመይል: info@makina.se

Scroll to Top