ከባብያዊ

ሸ) ከባብያዊ

ኣብ ዉሱን ከባቢ ዝትግበር መምሪሒ እዩ። ካብቲ እቲ ምልክት ዝተግብሮ ክሳብ ኣብቂዑ ዝብል ምልክት እትርኢ የገልግል። ወሃብቲ ኣገልግሎታት ከም እኔ ፖስታ ፣ ቱሪዝማዊ ንጥፈት፣ ሆስፒታል፣ ነቁጣ ነዳዲ ወዘተ ኣበይ ከም ዝርከብ ይሕብር።

Planning

Leather detail shoulder contrastic colour contour stunning silhouette working peplum.

Learn More

11. ጽርግያ በጻሕቲ ኣጋይሽ ( ንበጻሕቲ ኣጋይሽ ዘገድስ ቡዙሕ ነገር ዝርከቦ ከባቢ)

X6
ፍሉይ ናይ መጠንቀቅታ ምልክት

X4
ኣንፈት ምሕበሪ ኣብ ሓደገኛ ቦታ

X3b
ጎናዊ ዕንቅፋት መጠንቀቅታ

H12 ባጎኒ ቅርጺ ገዛ ተጎታቲ

T3
ርሕቀት ናብ ግዴታ ደዉ ናይ ምባል

T6
ናይ ጊዘ ምልክት

T11b
ስፍሓት ዘመልክት መመልከቲ

T11c
እቲ ምልክት ዝዉዳኣሉ ቦታ ምካኑ ዝሕብር

T10
ናይ ምስማዕ ጸገም ዘለዎም ክርከቡ ከም ዝክእሉ ዘርኢ ምልክት

T9
ናይ ምርኣይ ጸገም ዘለዎም ክርከቡ ከም ዝክእሉ ዘርኢ ምልክት

T10a
ንዉሓት መንገዲ ዝሕብር

T10b
ንዉሓት መንገዲ ዝሕብር

T15
መስቀላዊ መንገዲ ምካኑን ቀዳምነት ክትህብ ወይ ክትዋሃብ ምካንካ ዝሕብር ምልክት

T14
ኣብ ኩሉ ቀራና መንገዲ ዝመጹ ደዉ ክብሉ ዘገድድ ምልክት

J3
ሓደገኛ ቦታ ምካኑ ዘመልክት

T5
ጠቅላላ ክብደት ዘመልክት

ንዝተወሰነ ሰዓታት ምዕሻግ ክልኩል ኢዩ

ኣቃማምጣ መኪና ዘመልክት

T11c
ስፍሓቱ ናብ ጸጋም ምካኑ የመልክት

T2
ርሕቀት የመልክት

T4
ስፍሓት ጎኒ ዘመልክት