ኣብ ዉሱን ከባቢ ዝትግበር መምሪሒ እዩ። ካብቲ እቲ ምልክት ዝተግብሮ ክሳብ ኣብቂዑ ዝብል ምልክት እትርኢ የገልግል። ወሃብቲ ኣገልግሎታት ከም እኔ ፖስታ ፣ ቱሪዝማዊ ንጥፈት፣ ሆስፒታል፣ ነቁጣ ነዳዲ ወዘተ ኣበይ ከም ዝርከብ ይሕብር።
Leather detail shoulder contrastic colour contour stunning silhouette working peplum.
11. ጽርግያ በጻሕቲ ኣጋይሽ ( ንበጻሕቲ ኣጋይሽ ዘገድስ ቡዙሕ ነገር ዝርከቦ ከባቢ)
X6ፍሉይ ናይ መጠንቀቅታ ምልክት
X4ኣንፈት ምሕበሪ ኣብ ሓደገኛ ቦታ
X3bጎናዊ ዕንቅፋት መጠንቀቅታ
H12 ባጎኒ ቅርጺ ገዛ ተጎታቲ
T3ርሕቀት ናብ ግዴታ ደዉ ናይ ምባል
T6ናይ ጊዘ ምልክት
T11bስፍሓት ዘመልክት መመልከቲ
T11cእቲ ምልክት ዝዉዳኣሉ ቦታ ምካኑ ዝሕብር
T10ናይ ምስማዕ ጸገም ዘለዎም ክርከቡ ከም ዝክእሉ ዘርኢ ምልክት
T9ናይ ምርኣይ ጸገም ዘለዎም ክርከቡ ከም ዝክእሉ ዘርኢ ምልክት
T10aንዉሓት መንገዲ ዝሕብር
T10bንዉሓት መንገዲ ዝሕብር
T15መስቀላዊ መንገዲ ምካኑን ቀዳምነት ክትህብ ወይ ክትዋሃብ ምካንካ ዝሕብር ምልክት
T14ኣብ ኩሉ ቀራና መንገዲ ዝመጹ ደዉ ክብሉ ዘገድድ ምልክት
J3ሓደገኛ ቦታ ምካኑ ዘመልክት
T5ጠቅላላ ክብደት ዘመልክት
ንዝተወሰነ ሰዓታት ምዕሻግ ክልኩል ኢዩ
ኣቃማምጣ መኪና ዘመልክት
T11cስፍሓቱ ናብ ጸጋም ምካኑ የመልክት
T2ርሕቀት የመልክት
T4ስፍሓት ጎኒ ዘመልክት