...
Sale!

ሓንቲ ናይ ምዝዋር ትምህርቲ (Enskild Körlektion

Original price was: kr895.00.Current price is: kr761.00.

en körlektion, 50min

ንዓኻ ዝተመጣጠነ ልምምድ

ብመሰረት ደረጃ ፍልጠትካን ሸቶኻን ዝተዳለወ ብሕታዊ ናይ ምዝዋር ትምህርቲ ብምውሳድ፡ ናይ ምዝዋር ክእለትካ ኣማዕብል። እቶም ምኩራት መምህራን ትራፊክና፡ ኣብ ርእስኻ ተኣማንነት ክትሓድርን ውሑስ መዘዋሪ መኪና ክትከውንን ክሕግዙኻ እዮም።

ንጽል ምዝዋር መኪና- እቲ ትምህርቲ ዘጠቓልሎም፦

✅ ብሕታዊ ትምህርቲ፦ ንዓኻ ጥራይ ዝወሃብ ናይ ውልቀ ትምህርቲ።
✅ ተግባራዊ ናይ ምዝዋር ልምምድ፦ ብቐጥታ መኪና ብምዝዋር ዝወሃብ ልምምድ።
✅ ኣብቲ ድኽመትካ ዘተኮረ፦ ኣብቶም ክተመሓይሾም ዝግባኣካ ነጥብታት ዘተኮረ ትምህርቲ።
✅ ንጀመርትን ልምዲ ንዘለዎምን፦ ንኹሉ ዓይነት ደረጃ ተምሃሮ ዝኸውን።

ሸቶና፦ ደረጃ ብደረጃ ክእለትካ ንምዕባይን፡ ውሑስን ድልው ዝበለ መዘወሪ ፍቓድ መኪና ንክትረክብ ንምድላውን እዩ።

Category:


መምርሒን ስርዓትን  ምስራዝ (Avbokningspolicy)

ከፍሊት ንኸይክፈሉኻ፡ ኣብ እዋኑ ክትሰርዙ (avboka) ኣለኩም።

✅ ናይ ምዝዋር ትምህርቲ (Körlektion): እቲ ትምህርቲ ካብ ዝውሃበሉ መዓልቲ ቅድሚኡ ዘሎ መዓልቲ፡ ቅድሚ ሰዓት 13:00 (1:00 ድሕሪ ቀትሪ) ክስረዝ ኣለዎ።
✅ ናይ ቲዮሪ ትምህርቲ (ኣብ ቤት ትምህርቲ): እቲ ትምህርቲ ቅድሚ ምጅማሩ እንተወሓደ 24 ሰዓታት ኣቐዲምካ ክስረዝ ኣለዎ።
✅ ሪስክ 1ን 2ን (Riskutbildning) ከምኡ’ውን ናይ ሓጋዚ መምህር ትምህርቲ (Handledarkurs): እቲ ትምህርቲ ቅድሚ ምጅማሩ እንተወሓደ 36 ሰዓታት ኣቐዲምካ ክስረዝ ኣለዎ።

🔴 ደንጊካ ምስራዝ ወይ ከይመጻእካ ምትራፍ፡ ምሉእ ናይቲ ትምህርቲ ክፍሊት የኽፍል እዩ።
🔴 ዲጂታላዊ (ኢንተርነት) ናይ ቲዮሪ ትምህርቲ፦ ሓንሳብ ምስ ተመዝገብካዮ (ምስ ሓዝካዮ) ክስረዝ ኣይክእልን እዩ።
🔴 ናይ ገንዘብ ምላሽ (Refund): ተቀባልነት ዝረኸበ ናይ ገንዘብ ምላሽ ኣብ ውሽጢ 14 ናይ ስራሕ መዓልታት ይፍጸም።
ኣድራሻን ርክብን፦
📍 ኣድራሻ: Centralvägen 5, 19476 Upplands Väsby, Stockholm
📞 ተሌፎን: 0700970483
📧 ኢመይል: info@makina.se

Scroll to Top
Seraphinite AcceleratorOptimized by Seraphinite Accelerator
Turns on site high speed to be attractive for people and search engines.