ኣገደድቲ

መ ) ኣገደድቲ

ኣገድድቲ ምልክታት መብዛሕትኡ ግዜ ብናይ ቀስቲ ምልክት ዝስነዩ ኮይኖም፣ ብግዲ ክንስዕቦ ዘለና ነገር ዝሕብ

D-1a ናብ ጸጋም ጥራይ ቀጽል

D1b ናብ የማን ጥራይ ቀጽል

D1c ንቕድሚት ጥራይ ቀጽል

D2a ሸነኽ የማን ጥራይ እዩ ፍቑድ

D2b ሸነኽ ጸጋም ጥራይ

D2c ሸነኽ የማን ወይ ጸጋም ጥራይ

D1e ንጸጋም ጥራይ ተጠወ

D3 ኣንፈት ዑደት ጅራ ፍዮሪ

D4 ንሰብ ብሽግለታን ካልኣይ ደረጃ ሞፔድን ጥራይ

D5 ንኣጋር ጥራይ

D6 ንኣጋር ሰብ ብሽግለታን ካልኣይ ደረጃ ሞፔድን ጥራይ

D7 ኣጋር ብሓደ ወሰን ሰብ ብሽግለታን ሰብ ካልኣይ ደረጃ ሞፔድን ከኣ በቲ ካልእ ወሰን ንዖኦም ጥራይ

D8 ምግላብ ዝተፈቕደ

D9 ብሞተር ንዝንቀሳቐሳ ናይ በረድ ተሽከርከርትን ተጎተትትን ዝተፈቕደ

D10 ናይ መስመር ኣዉቶቡስ ከምኡዉን ካልኣይ ደረጃ ሞፔድን ጥራይ ከረግጾኦ ዝተፈቅደ

D11 ናይ መስመር ኣዉቶቡስ ከምኡዉን ካልኣይ ደረጃ ሞፔድን ጥራይ ዝብል ቀይዲ ኣብቂዑ

D12 ሓደገኛ ጽዕነት ዝጸዓና ክሓልፋሉ ዝተፈቕደ