ሓባሪ ከባቢታት
ሰ) ሓባሪ ከባቢታት
F1a ሓባሪ ሰደቓ (ኣብ ቅድሜኻ ንዘሎ መስቀላዊ ኣንፈት ይሕብር)
F1b ሓባሪ ሰደቓ (ኣብ ቅድሜኻ ጅራፍዮሪ መንገዲ ናበይ ናበይ ከም ዝከይድ ዝሕብር )
F2 ንጸጋም ምዕጻፍ ክልኩል ምኻኑ ዝሕብር ሰደቃ
F3 ሰደቃ ሓበሬታ (ኣብ መስቀላዊ
ወይ ጅራፍዮሪ መንገዲ ወይ ከምኡ ኣብ ዝኣመሰለ ኣንፈትን ርሕቀትን ዝሕብር
F4 ሓባሪ መዉጺ ሰደቃ
F5a ሓባሪ መንገዲ ኣንፈት ርሕቀትን ቦታ ይሕብር
F5b ሓባሪ መንገዲ ኣንፈት ርሕቀትን ቦታ ይሕብር
F5c ሓባሪ መንገዲ ኣንፈት ርሕቀትን ቦታ ይሕብር
F5d ሓባሪ መንገዲ ኣንፈት ርሕቀትን ቦታ ይሕብር
F5e
ሓባሪ መንገዲ ኣንፈት ርሕቀትን ቦታ ይሕብር
F5f
ሓባሪ መንገዲ ኣንፈት ርሕቀትን ቦታ ይሕብር
F5g ሓባሪ መንገዲ ኣንፈት ርሕቀትን ቦታ ይሕብር
F5h ሓባሪ መንገዲ ኣንፈት ርሕቀትን ቦታ ይሕብር
F6 ሰደቓ ሓባሪ መንገዲ
F7 ሓባሪ መዉጽኢ ኣብቲ መዉጽኢ ዝጅመረሉ ቦታ ይግበር
F8 ሓባሪ መዘወሪ መስመር ጽርግያ (ንክትበጽሖ ደሊኻ ዕላማ ኣየናይ መስመር ሒዝካ ክትከይድ ከም ዝግብኣካ ዝሕብር ምልክት
F9 ናይ ሓባር ነቁጣ ሓባሪ መንገዲ
F10 ምልኽት ቦታ
F11 ስም ጎደና
F13 ተሪፍካ ዘሎ ርሕቀት ኪሌ ሜተር ዝሕብር
F14a ቁጽሪ ጽርግያ
F14b ቁጽሪ ጽርግያ
F14d ቁጽሪ ጽርግያ
F15 ኣየናይ ጽርግያ ኣበይ ከም ዝርከብ ዝሕብር
F16 ናብ ክልተ ጽርግያ ዝቅየር ምካኑ ዘመልክት
F17 ናብ ሓደ ዝጥርንፍ መንገዲ
F18 ሓባሪ መዘወሪ ብዝሒ መስመር
F19 መጸንበሪ መንገዲ
F20 መጸንበሪ መንገዲ ምስ ፍሉይ መስመር
F21 ቅድሚ መስቀላዊ መንገዲ ዝህሉ ናይ መዘወሪ መስመር ሓበሬታ
F22 ካልእ ሃገር ከም ዝኣተካ ዝሕብር
F23 ንቡር መስመር እንተ ተዓጽዩ፣ እቲ ግዚያዊ መስመር በየን ከም ዝኮነ ዝሕብር
F24 ሓባሪ ጊዚያዊ መስመር
F25 ጸጋም መስመር ኣብቂዑ
F26 መስመር ተዓጽዩ
F27 ቁጽሪ ቦታ ትራፊክ
F29 መእተዊ ትሕቲ መሬት መዕሸጊ
F30 ቅናታዊ መንገዲ
F31 ንዝተወሰነ ተሽከርከርቲ ዝምልከት
F32 ሓደገኛ ንብረት
F33 ቦታ ድሕነት ( ምስ ስራሕ ጽርግያ ብዝተኣሳሰር ጊዜያዊ ሕክምናዊ ረዲኤት ዝወሃበሉ ቦታ )
F34
ሓጋዚ መንገዲ (ሰንትሩም)
F35
ናይ ሰደቃ ጠቃሚ
F36 ምልክት ቦታ
F37 ርሕቀት ቦርድ
F38 ብሽግለታ
