...

ማኪና! ትምህርቲ ምዝዋር መኪና

ማኪና ናይ ትራፊክ ቤት ትምህርቲ (Makina Trafikskola)፡ ነፍሲ-ወከፍ ዝውሰዱ ናይ ምዝዋር ትምህርትታትን (enstaka lektioner) ሕሱር ዋጋ ዘለዎም ናይ ምዝዋር ፓኬጃትን (körpaket) የቕርብ። መዘወሪ ፍቓድ መኪና ንምውጻእ ኣብ እትገብሮ ጻዕሪ፡ ነቲ ምስ ድሌትካ ዝሰማማዕ ምርጫ ምረጽ።

ማኪና ናይ ትራፊክ ቤት ትምህርቲ (Makina Trafikskola)፡ ናይ ቲዮሪ ትምህርትታትን ናይ ቲዮሪ መጻሕፍትን ብትግርኛ፡ ብስዊድንኛ፡ ብዓረብኛ ከምኡ’ውን ብኣምሓርኛ የቕርብ። ነቲ ቲዮሪ ብዝበለጸ ክትርድኦን ንፈተና ቲዮሪ ድማ ክትዳሎን ንሕግዘካ ኢና

ቅልጡን ስሉጥን

ማኪና ትዮሪ

6months ማኪና ብትግርኛ ትምህርቲ ክልሰ-ሓሳብ ምዝወር ብትግርኛ ክልሓሳብ ትምህርቲ ምዝዋር መኪና ምስ ድምጽታትን ቪድዮታትን ዝተሰናደአ ትሕስቶ ዘለዎ ኮይኑ ብተወሳኪ ልዕሊ 1200 ሕቶታትን ግድላትን  መልስን…
kr99.00
Read More

ናይ ምዝዋር ነፍሰ ግምገማ(Testlektion)

test körlektion, 50min ቀዳማይ ስጉምቲ ናብ መዘወሪ ፍቓድ መኪና ናይ ፈተና ትምህርቲ (Testlektion) መባእታዊ ትምህርቲ ኮይኑ፡ ሕጂ ዘለኻ ናይ ምዝዋር ደረጃ ንምፍላጥን መዘወሪ ፍቓድ ንምውጻእ…
Original price was: kr595.00.Current price is: kr495.00.
Read More

ሓንቲ ናይ ምዝዋር ትምህርቲ (Enskild Körlektion

en körlektion, 50min ንዓኻ ዝተመጣጠነ ልምምድ ብመሰረት ደረጃ ፍልጠትካን ሸቶኻን ዝተዳለወ ብሕታዊ ናይ ምዝዋር ትምህርቲ ብምውሳድ፡ ናይ ምዝዋር ክእለትካ ኣማዕብል። እቶም ምኩራት መምህራን ትራፊክና፡…
Original price was: kr895.00.Current price is: kr761.00.
Read More

ውሑስን ጋራንቲ(körkorts garanti)

30-35körlektion, 50min ማኪና ናይ ትራፊክ ቤት ትምህርቲ – ርጡብ ዋጋ 30,000 ክሮኖር ክሳብ እቲ ናይ ምዝዋር ፈተና (ሊቸንሳ) እትሓልፍ ዝውር! ብሕታዊ ናይ ትምህርቲ መደብ፡ ምኩራት…
Original price was: kr32,000.00.Current price is: kr29,950.00.
Read More

ናይ ምዝዋር ፓኬጅ B5(Körpaket B5

5körlektion, 50min ንመዘወሪ ፍቓድ መኪና ድልዱል መጀመርታ መባእታዊ ፓኬጅ (Körpaket Bas) ንትምህርቲ መዘወሪ ፍቓድ መኪና ውሑስን ድልዱልን መሰረት ይፈጥረልካ። እዚ ፓኬጅ እዚ 5 ናይ ምዝዋር…
Original price was: kr4,274.00.Current price is: kr3,634.00.
Read More

ማእከላይ መዘወሪ ፓኬጅ(Körpaket B10)

10körlektion, 50min ንመዘወሪ ፍቓድ መኪና ድልዱል መጀመርታ መባእታዊ ፓኬጅ (Körpaket Bas) ንትምህርቲ መዘወሪ ፍቓድ መኪና ውሑስን ድልዱልን መሰረት ይፈጥረልካ። እዚ ፓኬጅ እዚ 10 ናይ ምዝዋር…
Original price was: kr8,576.00.Current price is: kr7,289.00.
Read More

ኢንተንሲቭ ፓኬጅ ናሓስ

10körlektion, 50min ማኪና ናይ ትራፊክ ቤት ትምህርቲ – ቆልጡፍ መንገዲ ናብ መዘወሪ ፍቓድ መኪና እዚ ብቲዮሪን በተግባርን (ምዝዋር) ብውጽኢታዊ መንገዲ መዘወሪ ፍቓድ ንምውጻእ ንዝደሊ…
Original price was: kr11,750.00.Current price is: kr10,450.00.
Read More

ኢንተንሲቭ ፓኬጅ ወርቃዊ

20körlektion, 50min ወርቃዊ ፓኬጅ - ውጽኢታዊ መንገዲ ናብ መዘወሪ ፍቓድ መኪና (Effektiv väg) እዚ ብቲዮሪን በተግባርን (ምዝዋር) ብቑልጡፍን ብውጽኢታውን መንገዲ መዘወሪ ፍቓድ ንምውጻእ ንዝደሊ…
Original price was: kr19,890.00.Current price is: kr18,450.00.
Read More

ኢንተንሲቭ ፓኬጅ ፕላቲነም

30 körlektion, 50min መግለጺ – ዝለዓለ ምድላው ንመዘወሪ ፍቓድ መኪና (Maximal Förberedelse) እዚ ንምሉእን ጽዑቕን ትምህርቲ ምዝዋር መኪና፡ ብቲዮሪን በተግባርን (ምዝዋር) ክመሃር ንዝደሊ ሰብ…
Original price was: kr27,900.00.Current price is: kr25,450.00.
Read More

ትምህርቲ ስግኣት - ክፋል 1 (Riskettan)

ትምህርቲ ሪስኬታን (Riskettan) ንኹሉ መዘወሪ ፍቓድ መኪና (B-körkort) ከውጽእ ዝደሊ ሰብ ግዴታዊ ዝኾነ ትምህርቲ እዩ። እዚ ትምህርቲ እዚ ኣብ ጽርግያ ዘጋጥሙ ሓደጋታትን ስግኣታትን ንምርዳእ፡ ከምኡ’ውን እዞም ነገራት…
Original price was: kr450.00.Current price is: kr375.00.
Read More

ርኸቡና

ትግርኛ ዙም ቪድዮላቭ videos zoom meeting

Copyright © 2025 Makina.se

+46700970483

Scroll to Top
Seraphinite AcceleratorOptimized by Seraphinite Accelerator
Turns on site high speed to be attractive for people and search engines.